ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 51/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ፅሕፈት መሳርሒ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 11086/ግ/ል/ትልሚ ዕለት 1/09/2017 ዓ.ም ልምዓታዊ ትልሚ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን(ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /IIN ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን ቤት

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር / ዓ ም

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

አለ :: ድግ ስለ ዝደለዮ Psy 3 አ።

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ፕሪንተር ቀለም 05Apcs5
2ፕሪንተር ቀለም 80Apcs5
3Network Interface Card (NIC)pcs3
4Converter Cable (HDMI TO VGA OR VICEVERSA)pcs4
5HDMI Computer Cablepcs7
6ኮምፒተር ቀለም 26ልpcs20
7Printer Cablepcs10
8OPC for Photo Copy 2202pcs10
9OPC for Printer leserjet2055pcs5
10OPC for Printer leserjet 402pcs24
11Network cable cut 6eRoll4
12Mouse USP Standardpcs10
13RJ-45 with socketpcs100
14CMOS Battery 3.0V Cardpes20

NB ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 13/9/2017 ዓ.ም ክሳብ 15/9/2017 ዓ/ም

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335