ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ ምስዋጋ መምሊአ ሰነድ ዋጋ ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ማሕተም ተገይርሉ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ

3 ጨረታ መክበሪ ዋጋ ብር 20000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥር ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ይግባእ

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንድስትሪ ዞንን ክላስተር ማእከልን ከተማ ዉቅሮ ኣብ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ምምሕዳር ህንፃ ሳልሳይ ደብሪ ካብ ዕለት 13/9/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 27/9/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዝ 100 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

5 እቲ ጨረታ 27/9/2017 ዓም ሰዓት 330 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 400 ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንድስትሪ ዞንን ክላስተር ማእከልን ከተማ ዉቅሮ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ህንፃ ሳልሳይ ደብሪ ይክፈት

6 ተጫረቲ ቅድሚ ዋጋ ምምላእኩም እቲ ንብረት ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንድስትሪ ዞንን ክላስተር ማእከልን ከተማ ዉቅሮ ጣብያ ሓየሎም ፍሉይ ሽሙ ዋዞ እናተብሃል ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ክላስተር ማእክል ዉሽጢ ዝርከቡ ንብረታት ብኣካል ተረኪቡ ሪኢኩም ናይ ንብረት መመዘኒ ሚዛን ናይ ባዕልኩም ተቅርቡ ምካንኩም ነፍልጥ

7 ናይ ዝሰዓርክምዎ ንብረት መጎዓዓዚ ኩሉ ወፃኢታት ብናይ ባዕልኩም ዝሽፈብ ምካኑ አብ ግምት ኣእቲኩም ዋጋ ምምላእ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0931486832 0923305489