ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ተጫረቲ ናይ ነባራይነት መለለይ ካርድ መተዋቂያ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝኮነ ይኩን ንግድ ፍቃድ ንዘለዎ ድማ ናይ 2017 ዓም ግብሪ ብምክፋል ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ደኣንት ንዝኮኑ ድማ  ዝተሐደሰ ነሰይ ደኣንት ሰርተፊኬት  ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ንግድን ፋይናንስን ምምሕዳርን ጉጅለ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/9/2017 ዓም ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 15000 ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ብሽምዒ ብተመሳሳሊ መንገዲ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፐን ናይ ተጫራታይ ሽምን ፊርማን ማህተም እንተሃልዩ ማህተም ብምግባር አብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

5 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ 15000 ብር ክትሕዝ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ ሳንደቅ ዝወፀሉ ዕለት 22/9/2017 ዓም ሰዓት 400 ተዓፅዩ ብተመሳሰሳሊ ዕለት ሰዓት 22/9/2017 ዓም 430 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

7 ጨረታ ሰዓራይ ዝኮንኩም ትካላት ኦድረ ካብ ዝበፅሓኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ሒሳብክም ከፊልኩም ንብረት ናይ ምልዓል ግዴታ አለኩም ነዚ ነዘይገብር እቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ተወሪሱ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ከምዝከዉን ክፍለጥ አለዎ

8 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0935280037  ኣድራሻና ቀበሌ 03 ድሕሪ ዳማራይ ብጉሳ ቤተ ክርስቲያን ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ