ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ምዝገባ ቲን ናምበር : ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ቫት ዲክረሊሽን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓተ ክሳብ  12/9/2017 ዓም  ክሳብ ዕለት 21/9/2017 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ  ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ከፊልኩም ብመዉሳድ  ክትጫረቱ ንዕድም

ንፉሉይ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344406451 / 0914706215