ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ናይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ አብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ በዚ ስራሕ ዘርፈ እዚ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቅረባይነትን ከምኡ ድማ ናይ ሻት ዝተመዝገበሉን ናይ ለካቲት ወርሒ 2017 ድክሌር ዝገበረሉን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መ

ቁፅሪ ቲን ዘለዎን ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ኣለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ዝሓወሰ ተመሊኡ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ክቐርብ ኣለዎ ኣብ ናይ ተመሊኡ ብፖስጣ ብምዕሻግ ናይቲ ትካል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ምቕናስ ኣይፍቀድን ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንጹር ኣድራሻ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ባዕልኻ ዋጋ መምልኢ መሊእኻ ምቕራብ ኮነ ካብቲ ተቐባልነት እዉን የብሉን ኣብ ዝተመለአ ዋጋ ደምሳስ ስልዝ ድልዝ እንተጋጢሙ ናይ በዓል ትካል ፌርማ ክዓርፎ ኣለዎ

3/ ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ 3000 ብር ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

4/ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 12/09/2017ዓ/ምዓ/ም ክሳብ 26/09/2017ዓ/ም ሰዓት 3.00 ዘይምለስ 100 ብር እናኸፈሉ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ን ቁፅሪ ገዛ 6 ክወስዱ ይኽእሉ እዮም እቲ ጨረታ | ዕለት 26/09/2017ዓ/ም ሳዓት 3.30 ተዓፅዩ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኸፈት። ተጫራታይ ዝመለኦ ዋጋ ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ን10መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

5/ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኹን ሓሳብ ተቕባልነት የብሉን ብተወሳኺ ንዝወፀ እስፐስፍኬሽን ኣማሊኡ ዘይተረኸበን ዘጭበርበረን ተወዳዳሪ ካብ ዉድድር ዉድቂ ይግበር

6/ ጨረታ ሰዓራይ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ድሕሪ 3ተ ናይ ጥርዓን መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ ዉዕሊ ካብዝኣሰረሉ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 05ተ መዓልቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ናብ ትካልና ዘረክብ ኮይኑ በቲ ዝተጠቐሰ መዓልቲ ዉዕል እንተዘይኣሲሩን ንብረት እንተዘይ ኣቅሪቡን ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ኮነ መኽበሪ ዉዕሊ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ተገይሩ ብሕግዉን ዝጥየቕ ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ ንዘቕረቦ ንብረት ዝኸፈሎ ገንዘብ

7/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ካብ ጠቕላላ ዝሰዓሮ ንብረት ካብ ዝኸፈሎ ገንዘብ 10% መኽበሪ ዉዕሊ ዘትሕዝ ኮይኑ ልዕሊ 10000ብር እንተኾይኑ ድማ 2%ዊዝ ሆልድ ታክሲ ይኸፍል ብተመሳሳሊ ካብቲ ዝርዝር በዝሒ ዝዕደግ ንብረት ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ ወይ ድማ 20% ክዉስኸ ወይ ክቕንስ ይኽእል እዩ

8/ ሒሳብ ኣካፋፍላ ዝምልከት እቲ ንብረት ብበዓል ሞያ ናይ ትካልና ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበን ሕጋዊ ፋኩትር ምስ ቀረበሉን ክፍሊት ይፍፀም

9/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል።

ቤት ህንፀት መቐለ