ፕሮፎርማ ጨረታ
ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ን2017 ዓ.ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝስዕብ ዝርዝር ንብረት ኣወዳድሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እቲ ዝተቐመጠ ረቛሒ እተማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።
| ተቁ | ዝርዝር ኣቑሑት | መፍ.ቑፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ጐማ ብሪጅስቶን | 245 70 R16 | ብቁፅሪ | 05 |
መቕረብቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ (TIN) ፣ መቕረባይነት ሰርተፍኬትን ከቕርብ ዝኽእል፣
2. መወዳደሪ ዶኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ኣብ ሕድ ሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ናይቲ መቕረባይ ትካል ሽም ፣ ፊርማን ማህተምን ክህልዎ ኣለዎ፣
3. ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ዕደጋ ፣ ፋይናንስን ምም/ር ንብረትን ቢሮ
ቑፅሪ 3 ብነፃ ምውሳድ ይከኣል ።
4. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/09/2017 ዓ/ም ክሳብ 14/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኣብ ኣየር ይውዕል 1 ዕለት 14/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4፡00 ይኽፈት። ተጫረቲ ወይ ወኪላት ብዘይምቕራቦም ስነ ስርዓት ምኽፋት ጨረታ ኣይተኣናቐፍን ወይ ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን፣
5. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 07 /ሸውዓተ / መዓልቲ ስራሕ እዩ።
6. ብመምርሒ ዕደጋ ቑፅሪ 5/2016 ዓንቀፅ 65 ንኡስ ዓንቀፅ 8 መቕረባይ ዝሃቦ ናይ ዋጋ መግለፂ ከም ውዕላ ዘገልግል ስለዝኾነ ብጥንቃቐ ክምላእ ይግባእ ።
7. ኮሌጅና ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ሽም መቕረባይ
ፊርማ
ዕለት