ዕለት 12/09/2017
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 16
ዝተፈላለዩ ባነራትግዝኢት ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ባነራት ከሕትምን ናይ መኪና መለዋወጥ ኣቁሒትን ክዕደግን ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 12/09/2007 ክሳብ 14/09/2007 ኣብ ዘሎ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ከምውን ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፡
6. እቲ ከይዲ ስራሕ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝግዛእ ኣቁሑት መጠን ክሳብ 20% ክውስኸን ክቅንስን ይኽእል፣
| ተ/ቁ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ Specification/part Number | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ባነር ብሻራ | 80cm*1.20 ሚትሮን ዒስራን ይኸውን ብኣርባዕቲኡ ገፅ በዓል ቀለበት ኮይኑ ሙሉእ ሕብራዊ ይኸውን ፎቶ ይሓውስ | ብቁፅሪ | 80 | ||||
| 2 | ናይ መኪና መተት መከላከሊ ብኣይቢ(VIP) | ኦርጅናል | ሴት | 01 | ||||
| 3 | ፍልትሮ ዘይቲ | ናይ ጅሊ Ck08 | ብቁዕሪ | 01 | ||||
" ምስ ሰላምታ"
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ኣድራሻና
ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875