ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ተ.ቑዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1ሳሙና ናይ ኢድ1ይ ደረጃ ብሳምፕልቁፅሪ100
2ኦሞ 250ግ1ይ ደረጃቁፅሪ100
3ኣየር ፍረሽ1ይ ደረጃቁፅሪ10
4ባረኪና ንኡሸተይ1ይ ደረጃቁፅሪ10
5ፎጣ ንኡሽተይ1ይ ደረጃቁፅሪ50
6መኮስተር አስኮፓ1ይ ደረጃቁፅሪ10
7መወልወሊ አስኮም ኍኝ1ይ ደረጃቁፅሪ10
8ጋንቲ ሃርድ ፀሊም1ይ ደረጃብሴት25
9ሶፍት1ይ ደረጃቁፅሪ100

ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፡

12. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

13. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

14. ኩሉ ዓይነት ንብረት ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ።

15. ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቐይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን።

16. እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ : ስለዘገልገል እቲ ንብረት ኣብ ኢዶም ምህላዉ ኣረጋጊፆም ይምልኡ።

17. ናይዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝርዝር ካብ ኮ/ል/ፓ/ኢ/ ትግራይ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ ፊት ንፊት ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ካብ ዕለት 11/09/2017 ዓ.ም እስካብ ዕለት 14 /09/2017 ዓ.ም ስዓት 4፡00 ምውሳድ ትኽእሉ።

18. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/ 09/ 2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ይኹን ኣብ ዘየለውሉ ይኽፈት ።

19. ንብረት ተቐባልነት ዝህልዎ ብበዓል ሞያ ምሰ ኣረጋገፀ ይኸውን።

20. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል።

21. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

22. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።