ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑፅሪ ዕክንም1142/2-3/1/01

ዕለት-08/09/17ዓ/ም

ግልፂ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ-53

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪናመለዋወጢ ኣቅሑትን መጋየፂን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቕረብቲ ዝተመዝገብኩምሉ መረጋገፂ ቲን ናምበር ሰለሰቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሺኩም ካብ ዕለት08/09/17 ክሳብ 12/09/17ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 13/09/17ዓ.ም ሳዓት 02:30 ዝኸፈት ምዃኑ ንገልዕ::

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊከሽን መሰረትን ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3' ተካታታሊ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቅርብ ዝክእል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተረክቡ ትኽእሉ ምዃንኩም አረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል አብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸዉን

5. አብ ዘይምልከቶ ዘርፊ ንግዲ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልታት ጥራሕ ይከውን

7. እቲ ጊዚያዊ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቕናስ ውይ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8. ንዝድለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0344-406451/0914732577 ምሕታት ይካአል ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ዋጋ መምልኢ መኪና መለዋወጢ

ፈጋ ቑፅሪዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋሞዴል
ብርብር
1Oil filter90915-30002pcs02
2Fuel filter23390-64480pcs01
3Wayber bled85212-60130pcs01Hzj105
4Fuel filter23390-51070pcs01Hzj79
5Pad kit04465-yzzf6Set01Hzj79
4Front hub bearingsamplepcs02pejo


ዋጋ መምልኢ ናይ መጋየፂ

ፈጋ ቑፅሪዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋሞዴል
ብርብር
1ሙቀት መከላከሊዳብል ፌስ 1ይ ደረጃሴት01ፔጆት
2መረጋገፂ ፕላሰቲክ1ይ ደረጃሴት01
3ባትሪ ናይ ሪሞት መኪና01
4ናይ መኪና ሽቶሮያል02
5ኮንፈርት ወልፊትv-8ሴት01
6ሙቀት መከላከሊዳብል ፌስ 1ይ ደረጃ -vipሴት01v-8
7ዳሽ ቦርድ ቅብኣት1ይ ደረጃ01
8መሪ ከቨርሌዘር 1ይ ደረጃ01
9መረጋገፂ ምንፃፍ1ይ ደረጃሴት01