ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ 2017 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መከበሪ ጨረታ ናይ ዝወገድ ንብረት ዝተፈላለዩ ንብረታት 10000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሐደ ዋናን ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ብሎክ ሲ ክፍሊ ዕደጋ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይከኣል

5 እቲ ጨረታ 9/9/2017 ዓም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 25/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት

9 ተወዳደሪ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መወዳደሪ ትክክልኛ ዋጋ ከቅርብ ይግባእ

10 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ እቲ ዝዉገድ ንብረት ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሸጢ 10 መዓልቲ እቲ ንበረት ከልዕል ግቡእ አለዎ

11 ሰዓራይ ትካል እቲ ዝሰዓሮ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ነቲ ዝሰዓሮ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ እነተዘይወሲዱ እቲ ዘቅርቦ መከበሪ ጨረታ ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ይከዉን

12 ነዚ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ክይዲ ዕደጋ ብሎክ ቢ ምዉሳድ ትክእሉ

13  እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715