ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

ቁፅሪ/Ref No - 1021/13-ኘ-ፎ/17

ዕለት/Date 08/09/2017

ፕሮፎርማ ቑፅሪ /2017

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ ነዚ ቅጥዒ ዝመለኣ ነጋዳይ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ግልጋሎት ፅሕፈት ኣቁሑት ፣መጋራጃን ናይ ሰራሕተኛታት መታውቕያን ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊዩ:: በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ ምኻንኩም ንገልዕ፡፡

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ፣

➢ ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TI/ ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል።

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናብ ቢሮ ፍትሒ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ብሙሉእ ኮፒ ክትገብሩዎ ነተሓሳስብ፡፡ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ መታወቕያ ሐዚ እትረከቡሉ ኣድራሻን ናይ ትኻልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት-8/09/2017 ዓ/ም ክሳብ 12/09/2017 ዓ/ም 8፡00 ድ/ሰዓት ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 12/09/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ይክፋት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ቢሮቑፅሪ 317ይኽፈት፡

➢ ቢሮና ኣብ ዘዳለዎ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

➢ ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ከይወዳደር ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተኣገደ እግዱ ከይተልዓለሱ ክወዳደር ኣይኽእልን።

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034440 8714 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ፕሮፎርማ ናይ ፅሕፈት ኣቁሑት ዝርዝር ተደላይ ነጋዶ ዝመልእዎ መወዳደረ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ

ተ.ቑዓይነት ንብረትእስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርብር
1ፕሪንተ ቀለም 151 Aኦርጅናልብቑፅሪ10
2ገመድ ናይ ስልኪኦርጅናልብሜትሮ35
3ፕሪንተ ቀለም 59 ልኦርጅናልብቑፅሪ10
ተ.ቑዓይነት ንብረትእስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርብር
1ደረጃ ሮጊድ ከፈይ መጋረጃ ምስ መድረቂ ቀለበት ሃቱቦን ፤ ድርልን ዋጋን ፣ ናይ ኢድ ዋጋ /መስፈይሮጊድ/ሕብሪ ብምርጫ ኦርጆናልብሜትሮ45
ተ.ቑዓይነት ንብረትእስፐስፊኬሽንመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርብር
1ናይ ሰራሕተኛታት መታወቅያ ሰም ምስ ኣባሓጎ ብትግራኛ ፡ እንግሊዝኛ ፣ ስራሕ ሓላፍነት ትግራኛ፣ እንግሊዝኛን ኤሌክትሮኒክስብሳምፕልብቑፅሪ32

ሽም፡

ፌርማ፡ ዕለት፡-

ስልኪ ቑፅሪ