ቁፅሪ 3392 /ዕ/ፋ/ን/ም/ር23-17
ዕለት 08/09/2017ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 03/2017
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዕድል ስራሕ ፈጠራን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብባዓል ሞያ ክነፀግን ስለ ንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንኽትወዳደሩ ንዕድም።
1. ናይ 2017ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ገይሪ ዘቕርብ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ/ቲን ናምበር/ ኮፒ ገይሩ ዘቕርብ
3. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘለኩም ኮፒ ገይሩ ዘቕርብ
4. ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዕድል ስራሕ ፈጠራን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ብኣካል ብምምፃእ ኣብ ዝተባላሸወ እናመፅ ከፅግን ዝክእል
5. እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 08/09/17 ዓ/ም ክሳብ 12/09/2017ዓ/ም ብኣየር ይውዕል"
6. እቲ ጨረታ ዕለት 13/09/2017ዓ/ም ሳዓት 4፡00 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዕድል ስራሕ ፈጠራን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 03 ይክፈት
7. ተጫረቲ ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዶክመንት ከም ውዕሊ ዘገልግል ከይኑ ክሳብ ሰነ 30/10/2017ዓ/ም ክፅግን ዝክእል፡፡
8. ኮለጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብከፊል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ
9. ኣሸናፊ ዝፍለ ብጠቅላላ ድምር ስለ ዝኮነ ብሙልኡ ነፀላ ዋጋ ክትመልኡ ኣለኩም እንተዘይ መሊእኩም ካብ ጨረታ ወፃኢ ትኾኑ
10. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0939048207/0920256876 ምሕታት ይምልከት
| ተ/ቁ | ዝፅገኑ ዝርዝር ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Computer Monitor | Maintenance | ቁፅሪ | 25 | ||
| Service | ቁፅሪ | 25 | ||||
| 2 | Computer system | Maintenance | ቁፅሪ | 25 | ||
| Service | ቁፅሪ | 25 | ||||
| 3 | Lap top Computer | Maintenance | ቁፅሪ | 01 | ||
| Service | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 4 | Photo copy machine | Maintenance | ቁፅሪ | 03 | ||
| Service | ቁፅሪ | 03 | ||||
| 5 | Printer | Maintenance | ቁፅሪ | 06 | ||
| Service | ቁፅሪ | 06 |
ናይ ባዓላ ትካል ስም -------------- ፊርማ ------------- ዕለት ----------- ማህተም