መንፈሳዊ ኮሌጅ ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።

ስለዝኾነ ፡

  • ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።
  • VAT/TOI ተመዝጋቢ ዝኾነ ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።
  • ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ ኣካቲቱ ከቅርብ አለዎ።
  • አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኸእል።
  • እቲ ጨረታ ካብ ግንቦት 6/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ግንቦት 15/2017 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።
  • እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ግንቦት 15/2017 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ይክፈት።

ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028

መተሐሳሰቢ

  • ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።
  • ዝሰዓረ ድርጅት ቅድም ክብል ኣብዝተፈላለየ ጊዜ ዘሕተሞ መፅሔት ሳምፕል ከቅርብ ይግባእ።