ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

ናይ ፅሕፈትን ስእልን አቁሑት ምልከታ ፕሮፎርማ

ተ.ቀናይ ኣቑሑት ዝርዝር Descriptionመፍለይ ቑፅሪ Specifcation/part numberመዐቀኒ Unitበዝሒ Qantiityናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ
ዋጋ
መብርሂ
ብርብር
1ፍላሽ 64ጂቢሳንዲስከቑፅሪ10
2እስከርቢቶ ዕንቀዋይኦርጂናል50
3ሻንጣ ናይ ላፕቶፕማ/ይ ሻንጣ ኦርጅናልቑፅሪ5
4ናይ ላፕቶፕ ቻርጀርቶሺባቑፅሪ3
5ናይ ላፕቶፕ ባትሪቶሺባቑፅሪ2
6ናይ ላፕቶፕ ባትሪHPቑፅሪ2
7ወረቀት ተሪተደራራቢቑፅሪ10
8ስቴፕለርንኡሽተይቑፅሪ5
9ካቴር እርሳስ መዕረቢንኡሽተይ 60 ዝሕዝՊի3
10Water color/ማይ ቀለምማርስ(12)ሴት10
11Water color/ማይ ቀለምፎኔክስ/phonex/(18)ሴት100
12Oil color/ዘይቲ ቀለም/ፎኔክስ/phone×/(18)ሴት100
13ብሩሸ(oil color)ሳምፕል መሰረትሴት100
14ብሩሽ(water color)ሳምፕል መሰረትሴት80
15ወረቀት ማይ ቀለም ሓርፋፍኦርጂናልsize4-2ደስጣ15
16ወረቀት ማይ ቀለም ሓርፋፍኦርጂናልsize4-3ደስጣ15
17ባዝሊን ቅብኣትግርሲሊንፓኬት10
18ስቴፕልስ ስቴፕለር ጋን8MM(1000)ደርዘን100

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ መንግስቲ ዕዳጋ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

2) ካብ እስፔስፍኬሸን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስ ፖርት ናብ ኮሌጅና ከቕርብ ዝኽእል።

4) አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን

5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት5/9/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 8/9/ 2007 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/9/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 8/9/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30

ኣድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914413007 እንተደልዮም ይደውሉ፡፡