ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ፕሮፎርማ/ 22
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኣትክልተኛታት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::
3. ናይ መቕረባይነት ምሰክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል::
4. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁዕሪ /TI/ ዘለኩም፡፡
5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሸም፣ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን 'ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ካብ ዕለት 5/09/2017ዓ/ም ክሳብ 9 /09/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4:00 ክትቕርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ::
6. አቲ ፕሮፎርማ ዕለት9/09/2017ዓ/ም ሰዓት 4.30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4.30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::
7. ብእቲ ዝቐርብ ዕሬቱ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን ::
8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሌን ::
9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት/ሕትመት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን ::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ሰራሕ ኣረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናልን ፅሬቱ ዝሓለወን ዝኮነ ሰራሕ ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ ::
12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::
13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ::
14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚን መፅዓኒ መራገፊ ወሲዶም ናብ ቤት ፅሕፈትና ብውዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ፡
15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::
16 እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትበር::
17. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፀእካ ምውሳድ ይከኣል፣፣
18. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ ዓ - 03 44-41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግልፂ | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ኣካፋ | ብቑፅሪ | 03 | ||||
| 2 | ማዕፃድ | ብቑፅሪ | 03 | ||||
| 3 | መቀስ በዓል ዕንጨይቲ(ናይ ቴክል) | ብቑፅሪ | 03 | ||||
| 4 | ሬክ | ብቑፅሪ | 03 | ||||
| 5 | ሞኮስኮስ ንእሽተይ | ብቑዕሪ | 03 | ||||
| 6 | መቀስ ሞቆረፀ ኣትክልቲ ንእሽተይ | ብቑፅሪ | 03 | ||||
| 7 | ባዴላ | ብቑፅሪ | 03 | ||||
| 8 | ዞባ መኸዐቲ | ብቑፅሪ | 03 | ||||
| 9 | ፋስ ዓብይ ሞቆረው ኦሞ | ብቑፅሪ | 01 | ||||
| 10 | ማይ መስተይ ቱቦ | ብጥቅላል | 01 |
ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ሽም
ፊርማ ሰ.ቁ