ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ቁፅሪ 4164/226/2017

ዕለት 4/9/17 ዓ/ም

ምልኸታ ፕሮፎርማ

ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም ቁፅሪ - 8

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

4. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

5. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

6. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፣

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ሆልደር ብራሽብሳምፕልቑፅሪ02
2ስታርተር ኣውቶማቲክብሳምፕልቑፅሪ01
3ፖስቲር ሞርሲታብሳምፕልቑፅሪ01
4ፓድ ኪትብሳምፕልሴት01

እንክተሎም መምርሒ:-

6. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/09/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 06/09/2017 ዓ/ም ተመሳሳሊ ሰዓት 10፡00 ተዓዕዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::

7. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

8. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብዉሽጢ ሰለስተ ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

10. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት