ኦዲት ንምክያድ ንሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ናይ መወዳደሪ ረቁሓታት እተማልኡ ካብ ዕለት 01/11/2014 ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ኦዲት ንምክያድ::
| ተ.ቁ | ዓይነት ሰነድ | መዐቀኒ | በዝሒ |
|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ኣታዊ ሰነድ | ኣቃፊ | 8 |
| 2 | ናይ ወፃኢ ሰነድ | ኣቃፊ | 3 |
| 3 | ካልኦት ናይቲ ማሕበር ሃፍቲ | ንብረት | |
| ድምር | 11 |
ዝድለዩ ረቋሒታት:-
- በዚ ሞያ ናይዚ ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ/
- ቲኦቲ /ቫት/ዝተመዝገቡ:
- ቅድምሕዚ ኣብ ዝተፈላላዩ ትካላት ኦዲት ዘካየድኩም መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል:
- ናይቲ ማሕበር ኦዲት ንምክያድ ዋጋ ቲኦቲ /ቫት/ ሓዊሱ ብናይ ባዕልኹም ዋጋ መቕረቢ መሊእኹም ናይ ትካልኹም ማህተም ገይርኹም ክተቕርቡ እትኽእሉ ንግዲ ፍቃድኩምን ቲንን ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ካብ 01/9/17 ክሳብ 11/9/2017 ዓ/ም ኣብ ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ብፓስታ ኣሽኩም ንክተቅርቡ ንዕድም:
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 6:00
- ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 11/9/2017 ሰዓት 10:00
መብርሂ:- ነዚ ጨረታ ዘድልዩ ሓበሬታታት ንምርካብ ኣቐዲምኩም ኣብ ቤት ፅሕፈት ብሎክ ረ/E/3ይ ደብሪ ገዛ ቁፅሪ 307 ምሕታት ትኽእሉ::
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማ
ቀዳማይ ወያነ ዋዛ ስራሕ ዕሕፈት
034-441-53-16