1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ዝተሐደሰ ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ተወሰክቲ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክሙን ከምእዉን ናይ ሕሉፍ ሰለሰተ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሪሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
6 መክበሪ ጨረታ ንመለዋወጢ ኣቅሑት መከና 30000 : አገልግሎት ኪራይ መኪና 10000 ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ
8 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 30/9/2017 ዓም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲት ኣብ አየር ይፀንሕ
8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ 15 ጉንበት 2017 ዓም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት
9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መዓቀኒታት ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቅርብን
10 ሰዓራይ ተጫራታይ ትካል ብዝቀርቦ መሰረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከረከብ ይግባእ
11 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር
12 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዕልቲታት ይከፈት
13 ነዚ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ከብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715