1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ዝተሐደሰ ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ተወሰክቲ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክሙን ከምእዉን ናይ ሕሉፍ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሪሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
6 መክበሪ ጨረታ 20000 ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
7 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ ስቶር ሲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ
8 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 1/9/2017 ዓም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲት ኣብ አየር ይፀንሕ
8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ 16 ጉንበት 2017 ዓም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት
9 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መዓቀኒታት ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን መሰረት ዘቅርብን
10 ተጫራታይ ብረቆሒ መሰረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከረከብ ይግባእ
11 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር
12 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዕልቲታት ይከፈት
13 ነዚ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ከብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ ስቶር ሲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715