ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 42/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መካይን ፅገና ዝውዕል ስፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 22246/ቐ/መ/ማይ ዕለት 22/8/2017 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ

- ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Fuel tanker cover chassis No. JTEB8711308013229Pcs1
2Oil filter 1720612-fordPcs10
3Break pad model MAZEDA BT-50Set1
4Break shoe Model MAZEDA BT-50Set1
5Clutch Slave cylinder Lower 3c11-7A508-ABLUKSet1
Stablizer Link Right Chass No MM7UR4DB5LW044396Pcs1
Stablizer Link Left Chass No MM7UR4DB5LW044396Pcs1
8Fan Belt Chass No MM7UR4DB5LW044396Pcs1

NB.

- እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

- ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 30/8/2017 ዓ.ም ክሳብ 2/9/2017ዓ/ም

ኣድርሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335