ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ

ም ል ክ ታ ጨ ረ ታ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ 1 ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡ ማለትወን ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ '

      1.1 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቑፅሪ ፐ

2. ነቲ ናይ ንግዲ ገዛ ዕገና ዛድልዮ እንተኾይኑ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣፀጊኑ ንምክራይ ዝኸእል።

3. ኣብ ናይ መንግሰቲ ናይ ንግዲ ኣባይቲ ጨረታ ዝሳተፉ ተጫረቲ ኣብ ናይ መንግስቲ ኣባይቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ምጭብርባርን ዘይሕጋዊ ስራሕ ዘይሰርሑን መጠቅቕታ ዘይብሎም።

4. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 200.00 ( ክልተ ምኢቲ ብር) ብምኽፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ምውሳድ ይኸእለ፡፡

5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 28/08/2017 ዓ/ም ክሳብ 12/9/20177ዓ/ም ሰዓት 9:00 ምእታው ይኽእሉ፡

6. እቲ ጨረታ ዕለት 12/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይኸፈት ፡

7. ኣብ እዋን ጨረታ ምኽፋት ተጫረትቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተተረኸቡ ይምረፅ፡፡

8. ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 5,000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር) ሲፒኦ ወይ ናይ ባንኪ ውሕስና ቅድሚ ጨረታ ምኸፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

9. እቲ ኤጀንሲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሉው እዩ፡፡

10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልክታት ቁፅሪ 0344418512/ሞባይል0914778288/ 0953023396 ወይድማ ብኣካል ብምቕራብ ምሕታት ይከኣል፡፡

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ

ኣድራሻ - ቀበሌ 16 ደደቢት ማይከሮ ፋይናንስ ጨንፈር ሃፀይ ዮወሃንስ ጥቃ /ብድሕሪ ሚልካና ካፌ