ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

ቁፅሪ ጉደ/-350-8-2/ 17 

ዕለት 21/08/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮናን ታርጋ ቁፅሪ ኮድ4-01278 ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።

ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1Pad kit Front04465Ok340set01
2Shue Kit04495Ok120set01
3Oil Filter90915-yzzD4ቁፅሪ01
4Fuel Filter23390-OLD41ቁፅሪ01

መተሓሳሰቢ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብንፁርን ዝረኦይን ደኩመንት ዘቅርብ

• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/08/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ኣብ ኣየር ይፀንሕ

• ብተመሳሳሊ ዕለት 24/08/2017 ዓ/ም 03፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 03፡30 ይክፈት ሰዓት

• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ

• ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አለዎ

• ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ

መሰሉ ሕልዉ`ዩ።

• ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

• ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።