1 ቫት ዝተመዝገብኩም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም : ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለኩምን ነጋዲ ክትጫረቱ ይዕድም
2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ ጉጅለ ዕደጋ ምምሕደርን ንብረት 400 ቅርሺ እናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 4/9/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ንዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ ትክእሉ
3 እቲ ጨረታ 4/9/2017ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትገራይ መቀለ ይክፈት ኣብቲ ዝተብሃለ ቦታን ሰዓትን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ይክፈት
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754298 / 0937026218 / 0914754215