ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 07/17

ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክ/ትግራይ ናይ ኮምፒተር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 20/08/2017 ዓ/ም ክሳብ 24/08/2017 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኸእለ ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 24/08/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ.

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን

7. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኸ ምባል ተቐባልነት የብሉን

8. ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0979787733 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ