ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2017 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ.ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| ኒሳን ኣይሱዙ | ||||||
| 1 | Rear Brake Drum/6 hole/ | 43206-06D01 | ቁፅሪ | 02 | ||
| 2 | Exhaust Brake ፍሬና ሞተር | 47420-0-1-001 | ቁፅሪ | 01 | ||
| GUN 125 | ||||||
| 1 | ፓድ ኪት ፍሬን ሸራ ቅድሚት | 04463-OK80 | ሴት | 01 | ||
| 2 | ሸኪት ፍሬን ሸራ ድሕሪት | 04495-OK160 | ሴት | 01 | ||
| 3 | ኦይል ፊሊተር | 90911-YzzD4 | ቁፅሪ | 01 | ||
| 4 | ፊል ፊሊተር | 23390-OL070 | ቁፅሪ | 01 | ||
| 5 | ሪሞት ምስ ሰንተራል ሎክ | ኦርጅናል | ሴት | 02 | ||
እንክተሎም መምርሒ-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 14/08/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 16/7/2017 ዓ/ም
10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት:
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:
6 ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት