ግልፂ ጨረታ ዕድጊት ደንቢ ኽዳን
| ተ.ቁ | ዓይነት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ኮትን ስረን | ብሳምፕሰ መሰረት | ፅምዲ | 21 | ||
| 2 | ሸሚዝ | ብሳምፕሰ መሰረት | ቁፅሪ | 21 |
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ
2. ናይ ግብሪ ኸሩሲ መስስዩ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን
4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወደ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር
5. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መስዘዚ ክፍሊት ቸክ (ሲፒኦ) ብር 10,000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል
6. ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 100 እናኸፈስካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣስ
7. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ናይ ሕድሕድ ተጠቀምቲ ቅድሚ ሰሪሑ ምዝዛሙ ኮትን ስረን ፕሮዋ (ስፌቱ ዘይተዛዘመ ሞዱስ እቲ ኽዳን) ብ ዓቀኖም መሰረት ከምዝተሰርሐ ናብ ድርጅትና ኣምፂኡ ቸክ ከግብር ዝኽእል
8. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረስ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ በቲ ዘቅረብናዮ ሳምፕል መሰረት ፅሬት ዘስዎ ደንቢ ኽዳን ሰሪሑ ናብ ትካልና ንብረት ክፍሲ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሱ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ
9. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 4 መዓልቲ ውዕሊ ተዘይኣሲሩ መኽበሪ ጨረትኡ ናብ ትካልና ኣታዊ ይግበር
10. እዚ ጨረታ ካብ ዕስት 14/8/2017 እስካብ 20/8/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕስት ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ ተጫረትቲ ወደ ሕጋዊ ወከስቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፣
11. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሱሽ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስመ እዩ፤
N.B እቲ ዝስራሕ ደንቢ ኽዳን ብሳምፕል መሰረት ብቴሌገራም ወደ ፎቶ አሲዒሱ ወስዱ ዝሰርሕ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከሳል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344404253።