ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ:  ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ :  ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ኣብ ምድሪ ቤት 1 ክሳብ 2 ወይድማ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 02 ብምምፃእ ካብ 1/8/2017 ዓም ክሳብ 15/8/2017 ዓም ዘይመለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0914735845