ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል

ምልክታ ጨረታ ቁርፅራፅ ሓፂን

ዋኒኑ፣ ናይ ዘገልገለ ቁርፅራፅ ሓፂን ኣጫሪትካ ምሻጥ ይምለከት

ትካል መቀለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ ቁርፅራፅ ናይ ዘገልገለ ሓፂን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩምን ተጫሪትኩም ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ኣካላት ንቲ ንብረት በኣካል ብምርኣይ ናይ ጨረታ መትሐዚ 1000.00/ሓደ ሽሕ ብር/ ብምትሓዝ ኣብቲ ጨረታ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ይዕድም።

መተሓሳሰቢ

1- ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ ወይ ትካል ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ የልዕል

2- ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 26/07/2017

3- ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት02/08/2017 ዓ/ም ስዓት 3 ንጉሆ ብር/ ብምትሓዝ 30/07/2017 ዓ/ም እዩ።

4- መ/ቤት ጨረታ ዘየዋፅኦ ኮይኑ እንተረኺብዎ በኸፊል ይኹን ሙሉእ ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣደራሻ

- ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን 

ፊትንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ 

ጎኒ ኢምግሬሽን ቤ/ፅ