ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref. No : ዕድ/ፋይ/2473/17

ዕለት/ቀን/ 26/07/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔርፓን ባትርን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 26/07/2017ዓ/ም ክሳብ 30/07/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክት ቢሮ ቁፅሪ 268 ንክተቕርቡ ንዕድም፡

ታ/ ቁዓይነት ንብረትዓይነት መኪናፓርት ነምበርመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ ብርመብርሂ
1ፓድ ኪት ቅድሚትBaicNo.LNBSCUAKXKR 091240set01
2ፓድ ኪት ድሕሪትBaicNo.LNBSCUAKXKR 091240set01
3Oil filterፔጆ 2008ኦርጂናልpis01
4BatteryXpro60 AMpirpis01
5BatteryXpro70 AMpirpis01

✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፤

✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/07/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 8:30፤

✓ ፓስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 30/07/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:00፣

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፤

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268

ንርከብ፤

ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17