ምልክታ ጨረታ
ኣፈ/ከሳሲት እኒ መ/ር ተስፋይ ዘስሉስ ወለ 3 ሰብ
ኣፈ/ተኸሳሲት ወ/ሮ መብራት ኣሰፋ
ኣብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም ፍ/ሄር ክሲ ክርክር ንኣፈፃፀም ክርክር መበገሲ ዝኾነ ገዛን ቦታን ኣብ ከተማ ሽረ ቀበሌ 05 ዝርከብ መዋሰኒኡ
ብምብራቅ መንገዲ፣ | ምዕራብ ዑስማን |
ሰሜን መንገዲ፣ | ብደቡብ ኣዕባሃን ፀጋይን |
ስፍሓቱ 331.1ሜካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ዋጋ ብር 23,000,971.95 (ዕስራን ሰለስተን ምልየንን ሸውዓተ ሚኢትን ሰብዓን ሓደን ብር ምስ 95 ሳንቲም) ክጫረት ዝደሊ ኣካል ንዕለት 02/08/2017ዓ/ም ካብ ሰዓት 3 ክሳብ ሰዓት 6 ኣብቲ ዝተገለፀ ገዛን ቦታን ተረኺብኩም ክትጫረቱ ትኽእሉ ምዃንኩም ዞባ ሰ/ምዕራብ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ሽረ እ/ስላሰ ምድብ መጋባእያ የፍልጥ፡፡