1 ናይ ዘመኑ እዋናዊ ግብሪ ዝከፈልክምሉ መረዳእታን ዘቅርብን በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትእሉ
2 ናይ አማከርቲ መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም
3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ
4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ በቢ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትእሉ
5 ሕጋዊ ልምዲ ስራሕ ከቅርብ ዝክእልን ጠቅላላ ትካላዊ ቁመና ዘርዚሩ ከቅርብ ዝክእል
6 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/7/2017 ዓም ክሳብ 18/7/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 102 /1 ተጫረቲ ፍቃደኛታት ምካንኩም መግለፂ ድሌትኩም ብፖስታ እናሸግኩም ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ የፍልጥ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914765330 / 0920761693