ምልክታ ጨረታ ቁፅሪ 2/2017 ዓ/ም
አከሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ 2017 ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ሰለዝደለየ ንሕጋዊ ነጋዶ ከጫርት ይደሊ :: ስስዚ ካብ ዕለት 4/07 2017ዓ/ም ክሳብ 19/07 /2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣብ ኮሌጅና ዲ/ዳ/ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ኣብ ስራሕ ስዓት ንርከበሉ ቦታ አክሱም ዩኒቨርስቲ ብሎክ 85
- ንፅሕፈት መሳርሒ ፡ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን; ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድ ሕድ ዘይምስስ ብር 100.00
- ንሕትመት ፅሬት:ዝተደሰጠ ሰነድ ዘይምስስ ንሕድ ሕድ ብር 50.00 ከፊልኩም ብምውሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊአኹም ሕድ ሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ዶክሜንቱ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለናዮ ሳንዱቕ ከተአትው ትኽአሉ፡፡ ፡፡
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝገባሽ
- ሕጋዊ ንገዲ ፍቓድ ዘስኹምን ዘሐደስኹምን ብክልቲኡ ገፅ ሓደ ኮፒ ተቕርቡ
- መስስደ ቁሰሪ /TI/ ዘስኹምን ሓደ ኮፒ ተቕርቡ
- ተወሳኪ እሴት ታክስ/ት/ዝተመዝገብኹምን ናይ ወርሒ ጥሪ ዲክስር ዝገበርኩምስ ሓደ ኮፒ ተቕርቡ
- ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘስኹምን ሓደ ኮፒ ተቕርቡ ኩሱ ተቕርብዎ መረዳእታ ብግልፂ ዝንበብ ክኸዉን ኣስዎ
➢ ንፅሕፈት መሳርሒ፣ ንኤሌትሮኒክስ ኣቑሑትን ፡ ቫት ዝተመዝገብኹም ጥራሕ ትወዳደሩ
➢ ፅሬት ኣቑሑት፡ ሕትመት፣ ቫት ዝተመዝገብኹምን ዘይተመዘገብኩምን ክትወዳደሩ ትክአሱ
➢ ንጨረታ መኽበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ፡ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ንሕድ ሕድ ብስፒኦ ጥራሕ 5000.00 ብር
➢ ሕትመት ፡ብር 2000.00 ብስፒኦ ጥራሕቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ኸተትሕዙ ትኽአሉ፡፡
➢ ፅሬት ኣቑሑት፡ ብር 3000.00 ቅድሚ ጨረታ ምኽሩቱ ከተትሕዙ ትኽአሉ፡፡
➢ ፅሬት ኣቑሑት፡ብር 300000 ብስፒኦ ጥራሕ ቅድሚ ጨረታ ምኽሩቱ ከተትሕዙ ትኽአሉ፡፡
➢ ጨረታ ዝዕሸገሱ ዕለት 19/07/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ንጉሆ
➢ ጨረታ ዝኽፈተሱ ቦታ ኣብ ኣከሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ዳ/ዳ/ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንኣከሱም ባንቨርስቲ ብሎከ 85
➢ ጨረታ ዝኽፈተሱ ዕስት19/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡45 ንጉሆ ባዓል እንተኮይኑ ንፅባሒቱ በቲ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ብዘይምቕራቦም ስነ ስርዓት ምክሩት ጨረታ ኣይተዓናቀርን ከይተከፈተ ዝምስስ ሰነድ ጨረታ የለን
➢ አብዚ ጨረታ ቅሬታ ዘስኩም ሰዓራይ ካብ ዝተገስበሱ ዕስት ኣብ ዉሽጢ 3 ' ናይ ስራሕ መዓልቲ ቅሬታኩም ክተቅርቡ ከምትከዕሱ
➢ ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 3 ' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ሕሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 15 * ናይ ስራሕ ማዓልቲብፅሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕሱ መጓዓዓዚ ሰዐንን መራገርን ናብ ኮሌጅና የቕርብ፡፡
➢ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት መኽበሪ ዉዕስ 10% ብጥረ ገንዘብ ወደ ብ ስፒኦ ዘትሕዝ
➢ ካብቲ ንጨረታ ዝወፀ ንብረት 20% ክንቅንስ ክንውስክን ከምንከአል
➢ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሱ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተ ሰሰት ን 20 ማዓልቲ
➢ ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ዶክሜንተም ማህተምን ፊርማን ባዓል ዋና እንተዘይሃልይዎን ተቐባልነት ኣይህልዎን፡፡
➢ ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ዶክሜንቶም ኦርጅናልን ምስ ኮፒ ከቅርቡ ኣስዎ
➢ ኮለጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሱሽ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓሰዘ እዩ፡፡
➢ ንተወሳኺሓበረታብኣካል ብምምፃእወይም ብስልኪ ቁፅረ 0979416627 ወይም /0923454409/ 0914774370 ምድዋል/ምሕታት/ ይከኣል፡፡