ምድብ ሐደ  ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ምድብ ክልተ ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ምድብ ሰለሰተ  ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ምድብ ኣርባዕተ ናይ መኪና ጎማ ከገዝእ ወይድማ ክህትም ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ታሕሳስ 2017 ዓም VAT ድክለሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ምካኑን ናይ ዘመኑ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪይ ዝሰዓሮ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ መኪና መለዋወጢ ጎማ ኣቅሑት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ድማ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ወርሒ ናይ ስራሕ መዓልቲ  ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ስቶር ከፍሊ በቲ ዝተሐተተ እስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫራታይ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከቅርብ ዝክእል

7 ናይ መወዳደሪ ደከሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክክወን አይግባእ

8 ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታ ሎት ሐደ ሎት ክልተ ሎት ሰለሰተ ሎት ኣርባዕተ ንዘለዉ ዝርዝር ንብረታት ወይድማ ሕትመታት ሎት ሐደ ሎት ክልተ ንሕድሕድ ሰነድ ዘይመለስ ብር 150 : ሎት ሰለሰተ ሎት ኣርባዕት  ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ 100 እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ፋይንንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን  ምም/ር  ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 2 ወይ 19 ካብ ካሳብ 1/7/2017 ዓም ክሳብ 16/7/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክኣል

8 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ሎት ሐደን ሎት 25000:  ሎት ክልተ ብር 50000 :ሎት ሰለሰተ 10000  : ሎት ኣርባዕተ 5000 ብሽም ቢሮ ፋይናንስ ምትሕሕባር ሃፍትን / Bureau of finance & Resource Coordination /ብስፒኦ ወይ ሰርትፊይድ ቼክ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ ከቅርብ ዝክእል

9 አቲ ጨረታ ዕለት 16/7/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባርን ሃፍቲ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 2 /19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት

10 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት ወይ ዝሕትም መጠን 20 % ክቅንስን / ክዉስን/ ይክእል እዩ

12 ሰዓራይ እቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብበዓል ሞያ ኣይሲቲ ናይ መኪና መለዋወጢ ጎማ ድማ ብባዕል ሞያ እንስፔክተር  መካኒክ ንፅሕፈት መሳርሒ ብኮሜቴ ተፈቲሹ ትክክላኘነቱ ምስተረጋገፀ ጥታሕ ኣታዊ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914775963 0914136662