ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መላዋወጢ ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

P.Rተ.ቁዓይነትንብረትመፍለይመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
366281Seal type Toil90311-32019Pcs1for toyota PNo 4- 00238
2Bearing set crank shaft11701-17011-02Pcs7
3Bearing set concting rod13041-17011-02Pcs6
4Washer set crank shaft11011-17010Set1
5Seal type T oil90311-58006Pcs1
6Seal type T oil90311-58007Pcs1
7Bearing Assy Clutch31230-60201Pcs1
8Seal type T oil90311-95008Pcs1
366069Grille Radiator53111-60120Pcs1for toyota P/No 4- 00887
10Cushion sub Assy52201-60020/21Pcs2
11Mirror Assy outer Rear view (LH)87940-60160Pcs1
3662912Main journal bearing_11701-54080/81-02Pcs5for toyota P/No 4- 00422
13Thrust washer11011-54020Set1
14Crank Shaft Seal Rear90311-85007Pcs1
15Free lock43509-35022Pcs2
16Crank Shaft Sub Assy13401-54100Pcs1



ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት

* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ቫት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/TOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ

* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ንብረት ) ከቕርብ ኣለዎ

* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ

* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 28/06/2017 ክሳብ ዕለት 01/07/2017 ሰዓት 11:00

* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 02/07/2017 ሰዓት 3:00 ይኸውን ፡

* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና

ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል::