ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (እስቴሽነርን) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
P.R | ተ.ቁ | ዓይነትንብረት | መፍለይ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
36091:36095 365781 365651 36566 | 1 | ፃዕዳ ሰሌዳ | 2.4 x 1.20ሜ | ቑፅሪ | 02 | |||
2 | ኣጀንዳ | ቑፅሪ | 08 | |||||
3 | ፀሊም እስክብሪቶ | ቑፅሪ | 100 | |||||
4 | ኣግራፍ | ንእሽተይ | ፓኬት | 02 | ||||
5 | ካኪ ፖስታ | ንእሽተይ | ቑፅሪ | 50 | ||||
6 | ማሽታዉሻ በዓል ሪንግ | ንእሽተይ | ቑፅሪ | 10 | ||||
7 | ማሽታወሻ በዓል ሪንግ | ማእኸላይ | ቑፅሪ | 10 | ||||
8 | ማሽታወሻ በዓል ሪንግ | ዓብይ | ቑፅሪ | 04 | ||||
9 | ኮሬክሽን ፍሉድ | ቑፅሪ | 02 | |||||
10 | እሁ | ቑፅሪ | 02 | |||||
11 | ካኪ ፖስታ | ዓብይ | ቑፅሪ | 250 | ||||
36560 | 12 | ፓንቸር ዓብይ | ቑፅሪ | 02 | ||||
36560 36565136579 | 13 | ስቴፕለር ማእኸላይ | ቑፅሪ | 09 | ||||
36565 | 14 | ፕሪንተር ኬብል | ቑፅሪ | 01 | ||||
365661 /36578 | 15 | ሃርድ ከሸር | ፓኬት | 10 | ||||
16 | ሪንግ | 14mm | ፓኬት | 02 | ||||
17 | ሪንግ | 1 6mm | ፓኬት | 20 | ||||
18 | ከለር ወረቐት | ደስጣ | 01 | |||||
19 | ሳይት ቡክ (ረጅስተር ቡክ) | ቑፅሪ | 13 | |||||
20 | ስቲከር ሚሞ | ዓብይ | ቑፅሪ | 50 | ||||
21 | ስቲከር ሚሞ | ማእኸላይ | ቑፅሪ | 100 | ||||
22 | ቦክስ ፋይል | ቑፅሪ | 06 |
ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ቫት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/TOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ
* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ንብረት ) ከቕርብ ኣለዎ
* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 28/06/2017 ክሳብ ዕለት 01/07/2017 ሰዓት 11:00
* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 02/07/2017 ሰዓት 3:00 ይኸውን ፡
* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና
ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል::