ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
P.R | ተ.ቁ | ዓይነትንብረት | መፍለይ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
35696 | 1 | ማይካ 1 ደረጃ | 15cm*30cm | Pcs | 60 | ስራሕን ሓላፍነትን ቑፅርን ዝገልፅ | ||
2 | ባነር | 5.70m*5.20m | Pcs | 4 | ሪፍሌክተር ምሰ መለጠፊኡ | |||
3 | ቴብል ሳይን | 15cm 30cm | Pcs | 100 | ስም ዝኣቱ ዝወፅእ ብኢንግሬቭ ዝተሰርሐ | |||
4 | ላይት ቦርድ (Light board ) | 5m*1m | Pcs | 1 | Box 3D LED light |
ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት
* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ቫት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/TOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ
* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ንብረት ) ከቕርብ ኣለዎ
* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 28/06/2017 ክሳብ ዕለት 01/07/2017 ሰዓት 11:00
* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 02/07/2017 ሰዓት 3:00 ይኸውን ፡
* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና
ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል::