ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቁፅሪ 37/01/2017ዓ/ም
ዕለት25/06/2017ዓ/ም
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017ዓ ም ዝኽፈል ንናይ ህንፃ መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
ታ | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||
1 | ናይ ዕንፀይቲ ማሽን ክቢ መጋዝ ስዊድን በዓል 25cm | ቁፅሪ | 02 | ||||
2 | ናይ ሮተር ማሽን ላማ | ብሴት | 01 | ||||
3 | ናይ ጅግሰው ላማ አስሊ 1” ደረጃ | ብሴት | 02 | ||||
4 | ሶፋስቲን ዝ/የ ሕብሪ | ብቁፅሪ | 20 | ||||
5 | ተዓፃፊ እስፕሪንግ | ብቁፅሪ | 20 | ||||
6 | ናይ መበየዲ መነፀር ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 10 | ||||
7 | ኤሌክትሮድ ባዓል 2.51” ደረጃ | ፓኬት | 16 | ||||
8 | ካተር ዲስክ 230*2*22.2_60t4bf sali | ቁፅሪ | 40 | ||||
9 | ዲስክ ግራይንደር 230*2*22.2sa60t4bf sal | ቁፅሪ | 10 | ||||
10 | ካተር ዓብይ 355*3*25.4 sali | ቁፅሪ | 10 | ||||
11 | ባልና ሚስት ተርኖ | ቁፅሪ | 30 | ||||
12 | ሃንድል ፒንሳ 600 | ቁፅሪ | 03 | ||||
13 | ትቦላረ 10*10*1mm | ቢርጋ | 10 | ||||
14 | ናይጣውላ ቪቴ 3/4 | ፓኬት | 03 | ||||
15 | ፓርከር ቪቴ ናይ ብረት | ፓኬት | 02 | ||||
16 | ሲባጎ ገመድ ናይ ነደቂ | ብሜትሮ | 50 | ||||
17 | ስሚንቶ | ኩንታል | 05 | ||||
18 | ዓብይ ጋንጉቸር ቁፅሪ 266 ብሳንፕል መሰረት | ቁፅሪ | 20 | ||||
19 | ዓብይ ጋንጉቸር ቁፅሪ 265 ብሳንፕል መሰረት | ቁፅሪ | 20 | ||||
20 | ማእከላይ ጋንጉቸር 264 ብሳንፕል መሰረት | ቁፅሪ | 20 | ||||
21 | ማእከላይ ጋንጉቸር 263 ብሳንፕል መሰረት | ቁፅሪ | 20 |
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ከምኡ ድማ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኸእልን
2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ካብቲ ናይ መስራቤት ዘቕረቦ ጠለብ ወፃኢ ካሊእ ናይ ባዕልኻ መብርሂ ገይርካ ምፅሓፍ ተቐባልነት የብሉን
3/ እዚ ጨረታ - ካብ ዕለት 25/06/2017ዓ/ም ክሳብ 02/07/2017ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4፡00 ይኽፈት
4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብረት ንቤት ህንፀት መቐለ ምስ ኣረከበ ክፍሊት ዝፍፀም ኮይኑ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ
5/ መስራቤትና ዘሐሽ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል