2ይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ መሰቦ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተምሃሮ ዝረከቦ ገንዘብ ሓገዝ ተጠቒሙ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድልዩ መሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ ዘማላእኹም ነጋዶ ክትወዳደርሩ ንዕድም።

1. ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝኸፈለ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2. መፍለዪ ቁፅሪ (tin number) ዘለዎን ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ዘለዎ

3. ዝሰዓሮ ንብረት አብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ከረክብ ዝኸእል።

4. ፕሮፎርማ ዝወፅአሉ ዕለት 25/06/2017ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 24/06/2017ዓ/ም ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ 27/06//2017ዓ/ም ስዓት 4፡30 ይኽፈት።

5. ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ንፕሮፎርማ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ይኣትዉ።

6. ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል።

7. ንተወሳኺ ሓበሬታ 0914765469/0945797986 ደዉልካ ምሕታት ይከኣል።

8. ቤት ት/ቲ ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መስሉ ሕሉው እዩ።

9. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ኣለዎ።

10. ኣድራሻ ላጪ እንዳ ኣብነኣረጋዊ ቤተክርስትያን