መፍለይ ቁፅሪ ጨረታ NCB/ትግ/UNISF/work/15/2017
ዓይነት ስራሕ ዛና ከተማ ሲስተም ህንፀት መዓቀኒ ሳይት በዝሒ ኣብ BQ ብዘሎ ዝርዝር መሰረት ፍሉይ ቦታ ከተማ ዛና
1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም: ናይ 2016 ን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ማይ ናይ ሞያ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም : ወረቀት ምስክር መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ
2 ዝተዳለወ ዝርዝር መረዳእታ ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን እዚ ምልክታ ብቤሄራዊ ሬድዩ ድምፂ ወያነ ትግራይ ዝተቀለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮና መዝገብ ቤት ዕለት 24/6/2017 ዓም ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሰድ ይከኣል
4 መከበሪ ጨረታ 100000 /ሐደ ሚኢቲ ሽሕ/ ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ አተሓሒዞም ከቅርብ ዝክእል
5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/7/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት
6 ተጫረቲ ሐደ ዋና ቴክንካልን ሐደ ዋና ፋይናንሻልን ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከምእዉን ሐደ ኮፒ ቴክኒካል ከምእዉን ክልተ ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምቅራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕ ተባሃሉ ብግልፂ ከቀርብ አለዎ
7 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914723753 0920326084 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
9 ናይ ጨረታ መክፈተን መዓፀዉን በዓል እንተዉዐሊ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት