ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ንቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ ሓለዋ ግልጋሎት ዝህብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብዝስዕብ መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋውያን ትካላት ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።
ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን ቲን/ /ቁፅርን ናይ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ቫት ዲክሌሬሽን ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓ/ም ዘቅርቡ፡
2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት17/6/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/06/2017 ዓ/ም አብ ዘሎ ግዜ ንሕድ ሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ብር ብምኽፋል ምዉሳድ ይከአል፣
3. ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO 1000 ብር ከትሕዝ ዝኽእል
4. ሳዓራይ ናይ ዝሰዓሮ ጠ/ዋጋ 10% ውዕሊ መክበሪ ክትሕዝ ይግባእ::
5. እቲ ጨረታ ዕለት 27/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 27/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት | አብ ዘለዉዎ ተዘይሃልዮም ውን ይክፈት
6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ኮፒ ነኒ በይኑ ዝተዓሸገ ከቕርብ ዝኸእል፣
7. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፣፣
8. አድራሻና አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ኣብ ቁፅሪ 13 እዩ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 091432454 ምድዋል : ይከአል
9. ናይ ጨረታ መኽፈቲን መዕፀዊን ዕለት ኣብ በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ዘሎ - ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት
10. ተጫረትቲ ዘቅርብዎ ናይ ጨረታ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ ወይ ዘይረአ ዛሰሰ እንተኮይኑ ቀጥታ ኣብ ውድድር ወፃኢ ይከውን።