ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 20/6/2017 ዓ/ም ስዓት 10:30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ
• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም
• (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።
ተ.ቑ | ዝርዝር ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
ዲዛይን ብበሉ ፕሪንት ምግባር | 1.ሃርድ ወይ ጠንካራዝኾነ ወረቀት ከኸውን ኣለዎ 2. ቀለሙ ዘይለቅቅ ፕላስተክ ቀለም 3. ብ41 ዝተሓተመ ወረቀት 4 ኩሉ ክፍልታት ሳይዝ ናይ ቦታ ፀቢብ ዘይኾነ ክረእ ዝኽእል ወይ ብሰረዓት ክንበብ ዝኽእል | |||||
1 | 140 ካሬ ሜትር | ቁፅሪ | 110 | |||
2 | 150 ካሬሜትር | ቁፅሪ | 110 | |||
3 | 200 ካሬሜትር | ቁፅሪ | 110 | |||
4 | 210 ካሬሜትር | ቁፅሪ | 110 | |||
5 | 250 ካሬሜትር | ቁፅሪ | 110 | |||
6 | 300 ካሬሜትር | ቁፅሪ | 40 |
መተሓሳሰቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀለ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
• እቲ ሕትመት ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት
ተሓታቲ ይኸውን፣
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።
ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣