1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም : ምስክር ወረቀት መቅረባይነተ ሰርተፊኬት : መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር : ናይ ወርሒ ታሕሰስ 2017 እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ
2 ዝተዳለወ ዝርዝር መዓቀኒታት ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ 17/6/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 27/6/2017 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል
3 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብዝተረጋገፀ ቼክ 1000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
4 ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ይግባእ
5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/6/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎን ዘየለዉሉን ይክፈት
6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝክእል
7 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እነተረኪብዎ ነቲ ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914032454 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ናይ ጨረታ መክፈተን መዓፀዉን በዓል እንተዉዒሊ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት