1 ናይዚ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ: ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ : ምስክር ወረቀት መቅረባይነት: ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ : ናይ ወርሒ ታሐሳስ 2107 ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 መከበሪ ጨረታ አብ ሰነድ ጨረታ ብዝተሐተተ መሰረት ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ማለት እዉን ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብስም ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ሽም ከትሕዙ ዝክእሉ
3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 3/6/2017 ዓም ክሳብ 17/6/2017 ዓም ይከዉን
5 ሰነድ ጨረታ 18/6/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት ሰዓት 4:00 ይክፈት
6 ተጫረቲ ኣብ ነብሰ ወከፈ ሰነድ ጨረታ ናይቲ ትካል ማህተምን ናይ ዝምልከቶ ኣካል ፊርማን ከዕርፍሉ ይግባእ
7 ብተወሳኪ ኣብ ምልክታ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ብዝወፁ መምርሒታት ተገዛኢ ይከዉን
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0988274741 / 0914740697