ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገበ ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ ታሕሳስ 2017 ዓም VAT ድክለሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይ ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓራ ተጫራታይ ዝሰዓሮም ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ ብዝተሐተቶ ስፐስፊኬሽን ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ዋና ቅዳሕን ነንበይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝክእል

7 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ብር 10,000 ብሽም ቢሮ ፋይናንስ ምትሕሕባር ሃፍትን / Bureau of finance & Resource Coordination /ብስፒኦ ወይ ብቼክ ወይድ ማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ ከቅርብ ዝክእል

8 ናይ መወዳደሪ ደከሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክክወን አይግባእ

9 ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድሕ ሰነድ  ዘይመለስ ብር 100 እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ፋይንንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 2/19 ካብ 4/6/2017 ዓም ክሳብ 18/6/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክኣል

10 አቲ ጨረታ ዕለት 19/6/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባርን ሃፍቲ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 2/19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 % ክቅንስን ወይ ክዉስን ይክእል እዩ

12 ሰዓራይ እቲ ናይ መለዋወጢ ጎማ ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክላኘነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ሞባይል ቁፅሪ 0914775963 / 0914136662  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል