ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 23/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ንዕገና ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቑሑት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21936/ቸ/መ/ ማይ ዕለት 5/5/2017 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ

ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ)ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ኢነርጃይዘር ባትሪ 9-Pcs3
2cable lug 150mm-0Pcs20
3Cable lug 120mmPcs20
4Cable Lug 185mmPCS20
5Cable Conecter 25mm :Pcs10
6Cable Connecter 35mmPcs20
7Cable Connecter 50mmPcs30
8Cable Connecter 70mmPcs30
9Cable Connecter 95mm ጠ/ድምርPcs20

- ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

- ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 27/5/2017 ዓ.ም ክሳብ 29/5/2017ዓ/ም

- እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335