ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ሞባይልን ስዓትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን ፐ ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ናይ ወርሒ ሕዳር ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
5. ጨረታ መኽበሪ ብ CP.Oወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡
6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 15' መዓልቲ ብውዕሊ
መሰረት የረክቡ፡፡
7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/05/2017 ክሳብ 06/06/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኽፈት ፡፡
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | |||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||||
| 1 | Iphone 16 Promax umboxing | Hands on and first impressions charger (Black Titaniun ESR massage charger shop ESR Qiz Magsafe Battery pack with kickstand | Pcs | 01 | ||||||
| 2 | Apple Watch | Series 9 &Se | Pcs | 01 | ||||||