1 ተጫረቲ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግድን ዘለዎም ዘሐደሱን ክኮኑ ይግባእ

2 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ : መለለይ ከፈላይነት ግብሪ ዝተመዝገቡ: ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ ሕዳር 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ መኪና 7000 ብስፒኦ ክትሕዝ ይግባእ

4 ን ዝተዳለወ ናይ ተጫረታ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ 19/5/2017 ዓም ከሳብ 7/6/2017ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ 7/6/2017 ዓም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ 7/6/2017ዓም ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት

6 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ተጫረቲ ሕድሕድ ዝምላ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታስክ ዝሐወሰ ክክዉን አለዎ

8 ነፍሰ ወከፍ እቲ ሰነድ ክቢ ማሕተም ፊርማን ክግበረሉ አለዎ

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መራገፍን ከቅርቡ ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0344401875