ቑፅሪ/ Ref. No. 13H/12-01 /85836/17
ዕለት/Date 20/05/2017
ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልከታ ጨረታ
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት ማለት ላፕቶፕን ከለር ፕሪንተሮን ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
2. መለለዩ ንግዲ (Tin Number) ምሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ
3. መኸበተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም መሊእኹም ክሳብ ዕለት 30/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ሪ ጨረታ CPO ብር 10,000 ኣቐዲሙ ዘትሕዝ
4. ክትገብሩ እትኽእሉ
5. ጨረታ ዕለት 30/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።
6. ቤት ምኸርና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡
7. ቴክኒካል ስፐሲፊኬሽን ምስዚ ተታሓሒዙ ቐሪቡ ኣሎ፡፡