ምስክታ ፕሮፎርማ
ቑ/ፕሮ- 35
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራዴ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክ ኣቅሑን መስተንገዶን ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜሳ ለወዳዲሩ ከዕድገ ይደሊ።
ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደሰ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/
1. ናደ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ8 ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባደነት ሰስስቲስ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲሕኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት 19/05/17 ዓ.ም ክሳብ 21/05/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅፈ ከፍሊ 3-18 ምቅራብ ደገባአ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 22/05/2017ዓ/ም ስዓት 3:30 ዝኸፈት ምዃና ንገስፅ፡፡
2. አቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ሰርሑ ከቅርብ ዝኽእል ብናይ ባዕስ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ አሰዎ
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽእሱ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ከትመስሉ ደገባሽ ሳዓሪይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካስ ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስአሳሽ ተሓታቲ ይኸውን
5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር
ንዝደሰ ሓበረታ በአካል ወዴ በሰስኪ ቑፅሪ ምሕታት ዲካልስ
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምልከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተስ መዓልቲ ጀሚሩ ንረተ ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን
7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ
8. አቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዴ/ዕ/ሩ ደ/ነ/ምም/ር ኣብ ዘፅኦ ፕሮፎርማ ሙሱአ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሱ
ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳደ/ፅ/ሩ ደ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምሉ ዙን ብሙሱሽ ወይ ብኽሩስ እቲ ፕሮፎርማ በረታ ናይ ምስራዝ መሰስ ዘተሓሰመ እዩ፡፡
ተቁ | ዓይነት ግልጋሎት | መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ ዋጋ | መብርሂ | |||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||||
1 | Hub 16 port | ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 1 | ||||||
2 | Hub 8 port | ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 2 |
ተቁ | ዓይነት ግልጋሎት | መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
1 | ጥሑን ቡን | ኣቢስንያ | ኪሎ | 15 | |||||
2 | ሽኮር | ፃዕዳ (1ይ ደረጃ | ኪሎ | 40 | |||||
3 | ዝየ ቀጠፍ ዝእዘዝ | ፓኬት | 30 | ||||||
4 | ኣዲስ ቀጠፍ ዝእዘኸ | ጋኬት | 32 | ||||||
5 | ፃባ | ኒዶ 900 ግ | 16 | ||||||
6 | ቡርቱካን ሻይ | 900 ግ | ግራም | 5 | |||||
7 | ቆሎ ኦቐለኒ ኤልሳ | ኪሎ | 10 | ||||||
8 | ጥረ ቡና | ብኪሎ | 5 | ||||||
9 | ዝጅብልቀጠፍዝእዘኽ | ብባኮ | 2 | ||||||
10 | ሞሪንጋቀጠፍ ዝእዘዝ | ብባኮ | 2 |