ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

ቁፅሪ:-ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን/ 2 /2017

ዕለት:- 19/05/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ኤሌክትሮኒክስ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ :: ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ/ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነጋዶ/ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቋሒታት ድማ

✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2017 በጀት ዓመት ዘሐደሱን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡

✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይ ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2017 በጀት ዓመት ዝተሓደሰን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡

✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡

✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም፣ ክታምን ማሕተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሸጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 19/05/2017 ዓ/ም ይኸውን፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/05/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 22/05/2017 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይ/ ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 04 ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይኮዉን፣፣

✓ ንብረት ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፡፡

✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር

✓ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትስፐፊኬሽን/መፍለይ ቁፅሪ/መለክዒበዝሒናይ ዋጋ ግምትመብርሂ
ናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ተንቀሳቃሲ ሞባይል ስልኪብእስፔስፊኬሽን ኮይኑ ናይ ባንክ ኣፕሊኬሽን ዝቅበላቁፅሪ04

መተሓሳሰቢ - ተወዳደርቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ኣብ ዝፀንሓሉ ግዜ ውሽጢ /3* መዓልቲ ስራሕ/ መወዳደሪ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ኣለዎም።